ፍቅሪ ይዓቢ
እንኮለና ሓደ
ልብና ዝቃዶ
ልበይን ልብክን
ሓዊ ናተኣጎዶ
ጸረ ፍቅርና ስሚዕትና ዝዓግት
ሃይማኖት ገዲፍና ኣብ ፍቅሪ ዘይንሰግድ
ግደፍዮ ኣይትጨነቅሉ
ኣብ ፍቅሪ ምእማን
ጽድቂ እንድዩ ንባዕሉ
ልዕሊ ፍቅሪ የሎን
ፍቅሪ ልዕሊ ኩሉ።
ቅሳነት ኣብራሃም።
ፍቅሪ ይዓቢ
እንኮለና ሓደ
ልብና ዝቃዶ
ልበይን ልብክን
ሓዊ ናተኣጎዶ
ጸረ ፍቅርና ስሚዕትና ዝዓግት
ሃይማኖት ገዲፍና ኣብ ፍቅሪ ዘይንሰግድ
ግደፍዮ ኣይትጨነቅሉ
ኣብ ፍቅሪ ምእማን
ጽድቂ እንድዩ ንባዕሉ
ልዕሊ ፍቅሪ የሎን
ፍቅሪ ልዕሊ ኩሉ።
ቅሳነት ኣብራሃም።