ጛሻ ናብ መገሻ

ጛሻ የ ነዚ ሂወት
ክም ህጻን ንዓለም
ንናብራ ስደት
ጋሻ የ ኒቓንቓ፣
ዕላል ዝደሊ ዘረባ
ጋሻ የ ኒኩሉ ፣
ሰደት ይምረጽ ማዓስ ኮይኑ

ኣብ ምንባር

ንዘለካ ምፍቃር
ብጻዕሪ መጻኢካ ምፍጣር …

ኢለ ፤
ምስ ነብስይ ኣዕሊለ
ንኩሉ ተቀቢለ
ነቂለ ናብ ጺባሕ
ንናብራ ክስዕሮ
ሽግረይ ኪቀብሮ።

 

ቅሳነት ኣብራሃም።

Dieser Beitrag ist auch verfügbar auf: Deutsch (German)

Tags from the story
, , , , , , ,
More from Kesanet Abraham

ንጽጽር

    ንዓክን ንጸሓይን መን ክን ክም ክን ተምዉቅ? ናይ መን ብርሃን...
Read More