ሰብ

ሰብ

 

ልክዕ ከም ዕንባባ
ጠሚተን ይዕንተይ ዘይርብርባ
ዋሃቢት ጽቡቅ ስሚዕት
ናይ ዝተጎድአ መንፈስ መድሃኒት፣

ከም ናይ ንግሆ ጽሓይ
ፍሽክትኣ ተፈታዊ ሰማይ
ልባ ጽሩይ ከም ማይ ።

ፍትሓዊት ያ ኪኖ ንነብሳ ንሰብ
ሰብ ምካና ተግባራ ዩ ዝዛረብ ።

ቅሳነት ኣብራሃም ።

 

Dieser Beitrag ist auch verfügbar auf: Deutsch (German)

More from Kesanet Abraham

ወትሃደር ፍቅሪ

ሓላዊ ሓቂ ማዕተቡ ፍትሒ ወተሃደር ፍቅሪ! ሓሶት ሱር ዘይብላ ጨናፍር ኣብቂላ ግርህናና...
Read More