ፍቅሪ ይዓቢ

እንኮለና ሓደ
ልብና ዝቃዶ
ልበይን ልብክን
ሓዊ ናተኣጎዶ

ጸረ ፍቅርና ስሚዕትና ዝዓግት
ሃይማኖት ገዲፍና ኣብ ፍቅሪ ዘይንሰግድ

ግደፍዮ ኣይትጨነቅሉ
ኣብ ፍቅሪ ምእማን
ጽድቂ እንድዩ ንባዕሉ
ልዕሊ ፍቅሪ የሎን
ፍቅሪ ልዕሊ ኩሉ።

 

ቅሳነት ኣብራሃም።

 

Dieser Beitrag ist auch verfügbar auf: Deutsch (German)

Tags from the story
, ,
More from Kesanet Abraham

ተፋትሒ ኣስመራ

ት ቃል ኪዳን ካብዘይ ሃሎዎ ትርጉም ሕልምኪ ሰሪቆም ናተግበሩ ሕልሞም ተፋትሒ ኣስመራ!...
Read More