ማርያም ትመላልካ
ኢሉ ምስ መጸኒ
ኣይተማታኩን ሂበዮ ካብታ ዘላትኒ
ባዓል ማዓልቲ ኮይነ ክህብ ብምካለይ
ነብሰይ ተሓጉሳ ዓጊቡ ሕልናይ።
ቕሳንት ኣብራሃም
Dieser Beitrag ist auch verfügbar auf: Deutsch (German)
ማርያም ትመላልካ
ኢሉ ምስ መጸኒ
ኣይተማታኩን ሂበዮ ካብታ ዘላትኒ
ባዓል ማዓልቲ ኮይነ ክህብ ብምካለይ
ነብሰይ ተሓጉሳ ዓጊቡ ሕልናይ።
ቕሳንት ኣብራሃም
Dieser Beitrag ist auch verfügbar auf: Deutsch (German)