ግዜ

ናተይ ተፈተዉቲ ይዕሩክ
ምፍልላይ ከቢድ ዩ ምርሕሓቅ
መመንገድካ ምሓዝ
ግዜ ዩ ህላወ ዝተፈላለየ ትዋስኦ
ግዜ ስእሊ ዩ ሓበረታ ዝመልኦ
ግዜ ክሉ ዩ፥ ንሂወት ዝቅልሶ
ይገድፈኩም ኣሎኩ ይፍንወኩም
ደሓን ኩኑ ሓሳባተይ ዝተወለድኩም
ግዜ ክመጽ ዩ ክስዕበኩም።

Dieser Beitrag ist auch verfügbar auf: Deutsch (German)

More from Kesanet Abraham

ወትሃደር ፍቅሪ

ሓላዊ ሓቂ ማዕተቡ ፍትሒ ወተሃደር ፍቅሪ! ሓሶት ሱር ዘይብላ ጨናፍር ኣብቂላ ግርህናና...
Read More