ግዜ

ናተይ ተፈተዉቲ ይዕሩክ ምፍልላይ ከቢድ ዩ ምርሕሓቅ መመንገድካ ምሓዝ ግዜ ዩ ህላወ ዝተፈላለየ ትዋስኦ ግዜ ስእሊ ዩ ሓበረታ ዝመልኦ ግዜ ክሉ ዩ፥ ንሂወት ዝቅልሶ…

ሰብን ተፈጥሮን

ብስሚዒት ርድኢት ክዉረር ህወት መልክዓ ትቅይር። ኣብዑር ክባኣሱ ሳዕሪ ይህሰ ይዕምጠቅ ይርገጽ ከምዛ ዘይመገበ ጽጋብ ዝፈጠሮ ዕሽነት ካብ ትዕቢት ዝዉለድ መንነት ተሰኪማ ዓለም ሰብ…

ንጽጽር

    ንዓክን ንጸሓይን መን ክን ክም ክን ተምዉቅ? ናይ መን ብርሃን ይደምቅ? ንምርግጋጽ….. ሓቲተያ ንነብሰይ መልሲ ክትረክለይ ጽሓይ እታ ንግስቲ ሰማይ ሓይሊ ብርሃና…

ወትሃደር ፍቅሪ

ሓላዊ ሓቂ ማዕተቡ ፍትሒ ወተሃደር ፍቅሪ! ሓሶት ሱር ዘይብላ ጨናፍር ኣብቂላ ግርህናና በበሊዓ ኣብ ትሰብሓሉ ዘላ። ወተሃደር ፍቅሪ ሕልና ቅናቱ ናብ ትማሊ ገይሹ ጽባሕ…

ኣናህብ ዓድና

ዓቅሎም ወዲኦም፣ ምስ ሰኣኑ ትንፋስ ኣመራርሓ ንግስቲ ምስ ኮኖም ዘየደቅስ ንስለ ሓርነት! ሕቆኦም ሂቦም ንዓዶም ጠፊኦም እግሮም ናብ ዝመርሖም። ዘይ ከም ኣበጋግስኦም ግን፣ ናወሓዱ…

ፍቅሪ ይዓቢ

እንኮለና ሓደ ልብና ዝቃዶ ልበይን ልብክን ሓዊ ናተኣጎዶ ጸረ ፍቅርና ስሚዕትና ዝዓግት ሃይማኖት ገዲፍና ኣብ ፍቅሪ ዘይንሰግድ ግደፍዮ ኣይትጨነቅሉ ኣብ ፍቅሪ ምእማን ጽድቂ እንድዩ…

ሰብ

ሰብ   ልክዕ ከም ዕንባባ ጠሚተን ይዕንተይ ዘይርብርባ ዋሃቢት ጽቡቅ ስሚዕት ናይ ዝተጎድአ መንፈስ መድሃኒት፣ ከም ናይ ንግሆ ጽሓይ ፍሽክትኣ ተፈታዊ ሰማይ ልባ ጽሩይ…

ንኽነብር

ንኽነብር ግዜ ንትማል ዘይትጥምት ዓይኑ ተኺሉ ንጽባሕ ዘቛምት። ምህላው ‘ዩ መልሲ ሕቶ ዓለም በብተውህቦኻ ‘ዩ ዐዕማምካ ዝዕመም። ንኺድ ልበይ! ውነካ ኣልዕል እንታይ ኣሎ ኣብ…

ድሕሪ ዕራርቦ

ድሕሪ ዕራርቦ   ጸላም ምስ ነገሰ ድምጺ ምስ ቀነሰ ኩሉ ምስ ደቀሰ ነዲቀኪ፣ ኣብቲ ናተይ ዓለም ፍቅሪ ሰረት ጌረ ብዝፈረየ ብዝደቀቀ ብዝቀረበ ብዝራሓቀ በቲ…

ጸሓየይ

ጸሓየይ   ኣይሰከፊ ብምንብዐይ ሓጎስ እንዳሉ ሓጎስ ዉሽጠይ ብዝርንዝሕ ንብዓት ብጀለምታ እግለጽ ዩ ጥርዚ ስሚዕት ባህታ። ስለዚ … ዝሓለፈ ኩሉ ተራኢኒ ኣብ ዓይነይ ጻማ…

ስዒርክኒ

ስዒርክኒ   ክንደይ ጠሚተ የ ኣብ ዓይነይ ዝዓልባ ከም በለጭታ በርቂ ብ ማሕታ ዝወጋኣ ግና ከይ ጸንሓ ብ ደበና ልበይ ይግታኣ. ናትኪ ጊን ፍሉይ…