ሰብን ተፈጥሮን by Kesanet Abraham ብስሚዒት ርድኢት ክዉረር ህወት መልክዓ ትቅይር። ኣብዑር ክባኣሱ ሳዕሪ ይህሰ ይዕምጠቅ ይርገጽ ከምዛ ዘይመገበ ጽጋብ ዝፈጠሮ ዕሽነት ካብ ትዕቢት ዝዉለድ መንነት ተሰኪማ ዓለም ሰብ…