ወቅቲ ፍቅሪ by Kesanet Abraham ወቅቲ ፍቅሪ ከም ቀደሙ የለን እዚ ጎደና ፍቅሪ ብርሃኑ ድብዛዝ ኣይጸላም ኣይቀትሪ። ኣቤት ትርእቱ ከፍርሓካ መንፈስካ ኣቁሪሩ ትብዓት ዘሕድገካ። እእእእምምም ከምኡ ኻ ዘይነበረ…