ሰብ by Kesanet Abraham ሰብ ልክዕ ከም ዕንባባ ጠሚተን ይዕንተይ ዘይርብርባ ዋሃቢት ጽቡቅ ስሚዕት ናይ ዝተጎድአ መንፈስ መድሃኒት፣ ከም ናይ ንግሆ ጽሓይ ፍሽክትኣ ተፈታዊ ሰማይ ልባ ጽሩይ…