ተፋትሒ ኣስመራ
byት ቃል ኪዳን ካብዘይ ሃሎዎ ትርጉም ሕልምኪ ሰሪቆም ናተግበሩ ሕልሞም ተፋትሒ ኣስመራ! ንሶም ኣይናትክን ኢዮም። ይነቅነቅ ድምጽኪ! ክሳብ ምዓስ ምዕባስ ደረት ኣሎዎ ኮ ምዕጋስ…
ት ቃል ኪዳን ካብዘይ ሃሎዎ ትርጉም ሕልምኪ ሰሪቆም ናተግበሩ ሕልሞም ተፋትሒ ኣስመራ! ንሶም ኣይናትክን ኢዮም። ይነቅነቅ ድምጽኪ! ክሳብ ምዓስ ምዕባስ ደረት ኣሎዎ ኮ ምዕጋስ…
ሓላዊ ሓቂ ማዕተቡ ፍትሒ ወተሃደር ፍቅሪ! ሓሶት ሱር ዘይብላ ጨናፍር ኣብቂላ ግርህናና በበሊዓ ኣብ ትሰብሓሉ ዘላ። ወተሃደር ፍቅሪ ሕልና ቅናቱ ናብ ትማሊ ገይሹ ጽባሕ…
ሓይለይ ጽላለይ ጸግዒ ዉሽጠይ ነባሪት ኣብ ልበይ ዘየላ ሎሚ ምሳይ ስደት ዝመንጠለኒ ጽሓይ። ጽሙዋ ሕሱም ተባላዒ ይገርፈኒ ሎ ይቀትለኒ ንድሕሪት ይመልሰኒ የዳፋንቀኒ ሎ…