Themen

ግዜ

by

ናተይ ተፈተዉቲ ይዕሩክ ምፍልላይ ከቢድ ዩ ምርሕሓቅ መመንገድካ ምሓዝ ግዜ ዩ ህላወ ዝተፈላለየ ትዋስኦ ግዜ ስእሊ ዩ ሓበረታ ዝመልኦ ግዜ ክሉ ዩ፥ ንሂወት ዝቅልሶ…

ዕግበት ረኪበ 

by

    ማርያም ትመላልካ ኢሉ ምስ መጸኒ ኣይተማታኩን ሂበዮ ካብታ ዘላትኒ ባዓል ማዓልቲ ኮይነ ክህብ ብምካለይ ነብሰይ ተሓጉሳ ዓጊቡ ሕልናይ።   ቕሳንት ኣብራሃም  …

ማዕበል ተላዒሉ

by

ናብ `ዚ ባሕሪ መሐንበሲ ክልተ ልቢ ባሕሪ ፍቕሪ ኣቲና በብስድሪ ተዋሃሃብና ቐልቢ ጥሕልና ኣቲና ንዉሽጢ ተረዳዲእና ብዘይ ድምጺ። ጥዑም ከኣ ነይሩ ዘይ ምኖ ት`…

ንጽጽር

by

    ንዓክን ንጸሓይን መን ክን ክም ክን ተምዉቅ? ናይ መን ብርሃን ይደምቅ? ንምርግጋጽ….. ሓቲተያ ንነብሰይ መልሲ ክትረክለይ ጽሓይ እታ ንግስቲ ሰማይ ሓይሊ ብርሃና…

ደብዳበ  ልቢ።

by

ደብዳበ ልቢ። ኣብ ዚ ሓዊ ፍቅሪ  ኣይብለክን ኢየ፥ ተቓጸሊ ምሳይ ምርጫኪ ይኩን ምርጫይ  ኢለ ንኽጥዕመኒ ንዓይ። ግን  ከኣ ይትምነ ክትኮንኒ፥ መሳጉምቲ እግሪ  መማቕልቲ ናብራ መባልዕቲ…

ተፋትሒ ኣስመራ

by

ት ቃል ኪዳን ካብዘይ ሃሎዎ ትርጉም ሕልምኪ ሰሪቆም ናተግበሩ ሕልሞም ተፋትሒ ኣስመራ! ንሶም ኣይናትክን ኢዮም። ይነቅነቅ ድምጽኪ! ክሳብ ምዓስ ምዕባስ ደረት ኣሎዎ ኮ ምዕጋስ…

ወትሃደር ፍቅሪ

by

ሓላዊ ሓቂ ማዕተቡ ፍትሒ ወተሃደር ፍቅሪ! ሓሶት ሱር ዘይብላ ጨናፍር ኣብቂላ ግርህናና በበሊዓ ኣብ ትሰብሓሉ ዘላ። ወተሃደር ፍቅሪ ሕልና ቅናቱ ናብ ትማሊ ገይሹ ጽባሕ…

ኣናህብ ዓድና

by

ዓቅሎም ወዲኦም፣ ምስ ሰኣኑ ትንፋስ ኣመራርሓ ንግስቲ ምስ ኮኖም ዘየደቅስ ንስለ ሓርነት! ሕቆኦም ሂቦም ንዓዶም ጠፊኦም እግሮም ናብ ዝመርሖም። ዘይ ከም ኣበጋግስኦም ግን፣ ናወሓዱ…

ፍቅሪ ይዓቢ

by

እንኮለና ሓደ ልብና ዝቃዶ ልበይን ልብክን ሓዊ ናተኣጎዶ ጸረ ፍቅርና ስሚዕትና ዝዓግት ሃይማኖት ገዲፍና ኣብ ፍቅሪ ዘይንሰግድ ግደፍዮ ኣይትጨነቅሉ ኣብ ፍቅሪ ምእማን ጽድቂ እንድዩ…

ናይ ፍቅሪ ዓለም

by

ናይ ፍቅሪ ዓለም   መንፈስ ሰላም ናይ ዉሽጠይ ዓለም ብዓይኒ ዘይርአ ፥ ብልቢ ዝብጻሕ ኣብኡ የ ዝነብር ኣብ ሎሚ ንጽባሕ። ግን ዘይኮነስ ከመይ ‘ዩ…

ሓይለይ

by

ሓይለይ   ጽላለይ ጸግዒ ዉሽጠይ ነባሪት ኣብ ልበይ ዘየላ ሎሚ ምሳይ ስደት ዝመንጠለኒ ጽሓይ። ጽሙዋ ሕሱም ተባላዒ ይገርፈኒ ሎ ይቀትለኒ ንድሕሪት ይመልሰኒ የዳፋንቀኒ ሎ…

ሰብ

by

ሰብ   ልክዕ ከም ዕንባባ ጠሚተን ይዕንተይ ዘይርብርባ ዋሃቢት ጽቡቅ ስሚዕት ናይ ዝተጎድአ መንፈስ መድሃኒት፣ ከም ናይ ንግሆ ጽሓይ ፍሽክትኣ ተፈታዊ ሰማይ ልባ ጽሩይ…

ኩልና ኢደ-ኢድና

by

ፍረወይኒ ሃብተማርያም ቃልሲ ንሰላም ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ውዕል-ሰላም-2018 ገና አብ ሽቶኡ ከምዘይበጽሐን ቀጻሊ ሙዃኑን አብሪሃ ተንቲና ካብዞም 1500 ዝቑጸሩ አብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት ናብ…

ኪንራከብ ኢና

by

    ክከዳ እየ  ክትመጸኒ። ክቀርባ የ ክትቐርብኒ። ኣነ ካብ ዓዲ ሰላም ንሳ ካብ ዓድና ጸላም ክንራከብ ኢና ኣብ ሞንጎ ኣጋይሽ ኢና ኣብቲ ንራከቦ።…

ጛሻ ናብ መገሻ

by

ጛሻ የ ነዚ ሂወት ክም ህጻን ንዓለም ንናብራ ስደት ጋሻ የ ኒቓንቓ፣ ዕላል ዝደሊ ዘረባ ጋሻ የ ኒኩሉ ፣ ሰደት ይምረጽ ማዓስ ኮይኑ ኣብ…

ንኽነብር

by

ንኽነብር ግዜ ንትማል ዘይትጥምት ዓይኑ ተኺሉ ንጽባሕ ዘቛምት። ምህላው ‘ዩ መልሲ ሕቶ ዓለም በብተውህቦኻ ‘ዩ ዐዕማምካ ዝዕመም። ንኺድ ልበይ! ውነካ ኣልዕል እንታይ ኣሎ ኣብ…

ድሕሪ ዕራርቦ

by

ድሕሪ ዕራርቦ   ጸላም ምስ ነገሰ ድምጺ ምስ ቀነሰ ኩሉ ምስ ደቀሰ ነዲቀኪ፣ ኣብቲ ናተይ ዓለም ፍቅሪ ሰረት ጌረ ብዝፈረየ ብዝደቀቀ ብዝቀረበ ብዝራሓቀ በቲ…

ጸሓየይ

by

ጸሓየይ   ኣይሰከፊ ብምንብዐይ ሓጎስ እንዳሉ ሓጎስ ዉሽጠይ ብዝርንዝሕ ንብዓት ብጀለምታ እግለጽ ዩ ጥርዚ ስሚዕት ባህታ። ስለዚ … ዝሓለፈ ኩሉ ተራኢኒ ኣብ ዓይነይ ጻማ…

ስዒርክኒ

by

ስዒርክኒ   ክንደይ ጠሚተ የ ኣብ ዓይነይ ዝዓልባ ከም በለጭታ በርቂ ብ ማሕታ ዝወጋኣ ግና ከይ ጸንሓ ብ ደበና ልበይ ይግታኣ. ናትኪ ጊን ፍሉይ…

ፍቅሪ ይዓቢ

by

ፍቅሪ ይዓቢ   እንኮለና ሓደ ልብና ዝቃዶ ልበይን ልብክን ሓዊ ናተኣጎዶ   ጸረ ፍቅርና ስሚዕትና ዝዓግት ሃይማኖት ገዲፍና ኣብ ፍቅሪ ዘይንሰግድ   ግደፍዮ ኣይትጨነቅሉ…

ወቅቲ ፍቅሪ

by

ወቅቲ ፍቅሪ   ከም ቀደሙ የለን እዚ ጎደና ፍቅሪ ብርሃኑ ድብዛዝ ኣይጸላም ኣይቀትሪ። ኣቤት ትርእቱ ከፍርሓካ መንፈስካ ኣቁሪሩ ትብዓት ዘሕድገካ። እእእእምምም ከምኡ ኻ ዘይነበረ…

ልደት ኣብ ኤረትራ

by

ዝክሪ በጻሒ ልቢ ድሮ ሰለስተ ዓመት ኮይኑ ካብ ስድራይ ካብቲ ሙዉቅ መኣዲ ካብ ዝፍለ። ዝክርታት ንድሕሪት ና መለሱ ቃንዛ ክገብርልይ ይፍልጠኒ ።መቀረት ስድራ ብዝያዳ…