ናይ ፍቅሪ ዓለም
byናይ ፍቅሪ ዓለም መንፈስ ሰላም ናይ ዉሽጠይ ዓለም ብዓይኒ ዘይርአ ፥ ብልቢ ዝብጻሕ ኣብኡ የ ዝነብር ኣብ ሎሚ ንጽባሕ። ግን ዘይኮነስ ከመይ ‘ዩ…
ናይ ፍቅሪ ዓለም መንፈስ ሰላም ናይ ዉሽጠይ ዓለም ብዓይኒ ዘይርአ ፥ ብልቢ ዝብጻሕ ኣብኡ የ ዝነብር ኣብ ሎሚ ንጽባሕ። ግን ዘይኮነስ ከመይ ‘ዩ…
ሓይለይ ጽላለይ ጸግዒ ዉሽጠይ ነባሪት ኣብ ልበይ ዘየላ ሎሚ ምሳይ ስደት ዝመንጠለኒ ጽሓይ። ጽሙዋ ሕሱም ተባላዒ ይገርፈኒ ሎ ይቀትለኒ ንድሕሪት ይመልሰኒ የዳፋንቀኒ ሎ…
ፍረወይኒ ሃብተማርያም ቃልሲ ንሰላም ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ውዕል-ሰላም-2018 ገና አብ ሽቶኡ ከምዘይበጽሐን ቀጻሊ ሙዃኑን አብሪሃ ተንቲና ካብዞም 1500 ዝቑጸሩ አብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት ናብ…
ክከዳ እየ ክትመጸኒ። ክቀርባ የ ክትቐርብኒ። ኣነ ካብ ዓዲ ሰላም ንሳ ካብ ዓድና ጸላም ክንራከብ ኢና ኣብ ሞንጎ ኣጋይሽ ኢና ኣብቲ ንራከቦ።…