ኣብ ገምምገም ት ቀላይ
byባህታ ዝፈጥር ንፋስ ፍሽ ፍሽ ክብል ምስ ማይ ክገማጠል ኣነ ኣብ ቲ ገምገም ኮይነ ኣብ ድምጺ ዘይብሉ ዕላል ካብ ዝክሪ ናብ ዝክሪ…
ባህታ ዝፈጥር ንፋስ ፍሽ ፍሽ ክብል ምስ ማይ ክገማጠል ኣነ ኣብ ቲ ገምገም ኮይነ ኣብ ድምጺ ዘይብሉ ዕላል ካብ ዝክሪ ናብ ዝክሪ…
ክከዳ እየ ክትመጸኒ። ክቀርባ የ ክትቐርብኒ። ኣነ ካብ ዓዲ ሰላም ንሳ ካብ ዓድና ጸላም ክንራከብ ኢና ኣብ ሞንጎ ኣጋይሽ ኢና ኣብቲ ንራከቦ።…