ወትሃደር ፍቅሪ
byሓላዊ ሓቂ ማዕተቡ ፍትሒ ወተሃደር ፍቅሪ! ሓሶት ሱር ዘይብላ ጨናፍር ኣብቂላ ግርህናና በበሊዓ ኣብ ትሰብሓሉ ዘላ። ወተሃደር ፍቅሪ ሕልና ቅናቱ ናብ ትማሊ ገይሹ ጽባሕ…
ሓላዊ ሓቂ ማዕተቡ ፍትሒ ወተሃደር ፍቅሪ! ሓሶት ሱር ዘይብላ ጨናፍር ኣብቂላ ግርህናና በበሊዓ ኣብ ትሰብሓሉ ዘላ። ወተሃደር ፍቅሪ ሕልና ቅናቱ ናብ ትማሊ ገይሹ ጽባሕ…
ናይ ህወት ኢንበርስቲ ዩ ንዓይ። ገጣሚ ጸሃይ መሓሪ (ተመርዖ) ቅሳንት ኣብራሃም። ኣብ ሰነጽሑፍ ብፍላይ ኣብ ግጥሚ ብቀረባ ካብ ዝጸልዉኒ ኤረትራዉያን ጸሓፍቲ ሓደ…
ሓይለይ ጽላለይ ጸግዒ ዉሽጠይ ነባሪት ኣብ ልበይ ዘየላ ሎሚ ምሳይ ስደት ዝመንጠለኒ ጽሓይ። ጽሙዋ ሕሱም ተባላዒ ይገርፈኒ ሎ ይቀትለኒ ንድሕሪት ይመልሰኒ የዳፋንቀኒ ሎ…
ፍረወይኒ ሃብተማርያም ቃልሲ ንሰላም ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ውዕል-ሰላም-2018 ገና አብ ሽቶኡ ከምዘይበጽሐን ቀጻሊ ሙዃኑን አብሪሃ ተንቲና ካብዞም 1500 ዝቑጸሩ አብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት ናብ…
ክከዳ እየ ክትመጸኒ። ክቀርባ የ ክትቐርብኒ። ኣነ ካብ ዓዲ ሰላም ንሳ ካብ ዓድና ጸላም ክንራከብ ኢና ኣብ ሞንጎ ኣጋይሽ ኢና ኣብቲ ንራከቦ።…
ጛሻ የ ነዚ ሂወት ክም ህጻን ንዓለም ንናብራ ስደት ጋሻ የ ኒቓንቓ፣ ዕላል ዝደሊ ዘረባ ጋሻ የ ኒኩሉ ፣ ሰደት ይምረጽ ማዓስ ኮይኑ ኣብ…