ተፋትሒ ኣስመራ
byት ቃል ኪዳን ካብዘይ ሃሎዎ ትርጉም ሕልምኪ ሰሪቆም ናተግበሩ ሕልሞም ተፋትሒ ኣስመራ! ንሶም ኣይናትክን ኢዮም። ይነቅነቅ ድምጽኪ! ክሳብ ምዓስ ምዕባስ ደረት ኣሎዎ ኮ ምዕጋስ…
ት ቃል ኪዳን ካብዘይ ሃሎዎ ትርጉም ሕልምኪ ሰሪቆም ናተግበሩ ሕልሞም ተፋትሒ ኣስመራ! ንሶም ኣይናትክን ኢዮም። ይነቅነቅ ድምጽኪ! ክሳብ ምዓስ ምዕባስ ደረት ኣሎዎ ኮ ምዕጋስ…
ሓላዊ ሓቂ ማዕተቡ ፍትሒ ወተሃደር ፍቅሪ! ሓሶት ሱር ዘይብላ ጨናፍር ኣብቂላ ግርህናና በበሊዓ ኣብ ትሰብሓሉ ዘላ። ወተሃደር ፍቅሪ ሕልና ቅናቱ ናብ ትማሊ ገይሹ ጽባሕ…
ናይ ህወት ኢንበርስቲ ዩ ንዓይ። ገጣሚ ጸሃይ መሓሪ (ተመርዖ) ቅሳንት ኣብራሃም። ኣብ ሰነጽሑፍ ብፍላይ ኣብ ግጥሚ ብቀረባ ካብ ዝጸልዉኒ ኤረትራዉያን ጸሓፍቲ ሓደ…
ፍረወይኒ ሃብተማርያም ቃልሲ ንሰላም ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ውዕል-ሰላም-2018 ገና አብ ሽቶኡ ከምዘይበጽሐን ቀጻሊ ሙዃኑን አብሪሃ ተንቲና ካብዞም 1500 ዝቑጸሩ አብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት ናብ…
ዝክሪ በጻሒ ልቢ ድሮ ሰለስተ ዓመት ኮይኑ ካብ ስድራይ ካብቲ ሙዉቅ መኣዲ ካብ ዝፍለ። ዝክርታት ንድሕሪት ና መለሱ ቃንዛ ክገብርልይ ይፍልጠኒ ።መቀረት ስድራ ብዝያዳ…