ዕግበት ረኪበ
byማርያም ትመላልካ ኢሉ ምስ መጸኒ ኣይተማታኩን ሂበዮ ካብታ ዘላትኒ ባዓል ማዓልቲ ኮይነ ክህብ ብምካለይ ነብሰይ ተሓጉሳ ዓጊቡ ሕልናይ። ቕሳንት ኣብራሃም …
ማርያም ትመላልካ ኢሉ ምስ መጸኒ ኣይተማታኩን ሂበዮ ካብታ ዘላትኒ ባዓል ማዓልቲ ኮይነ ክህብ ብምካለይ ነብሰይ ተሓጉሳ ዓጊቡ ሕልናይ። ቕሳንት ኣብራሃም …
ናብ `ዚ ባሕሪ መሐንበሲ ክልተ ልቢ ባሕሪ ፍቕሪ ኣቲና በብስድሪ ተዋሃሃብና ቐልቢ ጥሕልና ኣቲና ንዉሽጢ ተረዳዲእና ብዘይ ድምጺ። ጥዑም ከኣ ነይሩ ዘይ ምኖ ት`…
ባህታ ዝፈጥር ንፋስ ፍሽ ፍሽ ክብል ምስ ማይ ክገማጠል ኣነ ኣብ ቲ ገምገም ኮይነ ኣብ ድምጺ ዘይብሉ ዕላል ካብ ዝክሪ ናብ ዝክሪ…
ንዓክን ንጸሓይን መን ክን ክም ክን ተምዉቅ? ናይ መን ብርሃን ይደምቅ? ንምርግጋጽ….. ሓቲተያ ንነብሰይ መልሲ ክትረክለይ ጽሓይ እታ ንግስቲ ሰማይ ሓይሊ ብርሃና…
ደብዳበ ልቢ። ኣብ ዚ ሓዊ ፍቅሪ ኣይብለክን ኢየ፥ ተቓጸሊ ምሳይ ምርጫኪ ይኩን ምርጫይ ኢለ ንኽጥዕመኒ ንዓይ። ግን ከኣ ይትምነ ክትኮንኒ፥ መሳጉምቲ እግሪ መማቕልቲ ናብራ መባልዕቲ…
ት ቃል ኪዳን ካብዘይ ሃሎዎ ትርጉም ሕልምኪ ሰሪቆም ናተግበሩ ሕልሞም ተፋትሒ ኣስመራ! ንሶም ኣይናትክን ኢዮም። ይነቅነቅ ድምጽኪ! ክሳብ ምዓስ ምዕባስ ደረት ኣሎዎ ኮ ምዕጋስ…
ዓቅሎም ወዲኦም፣ ምስ ሰኣኑ ትንፋስ ኣመራርሓ ንግስቲ ምስ ኮኖም ዘየደቅስ ንስለ ሓርነት! ሕቆኦም ሂቦም ንዓዶም ጠፊኦም እግሮም ናብ ዝመርሖም። ዘይ ከም ኣበጋግስኦም ግን፣ ናወሓዱ…
እንኮለና ሓደ ልብና ዝቃዶ ልበይን ልብክን ሓዊ ናተኣጎዶ ጸረ ፍቅርና ስሚዕትና ዝዓግት ሃይማኖት ገዲፍና ኣብ ፍቅሪ ዘይንሰግድ ግደፍዮ ኣይትጨነቅሉ ኣብ ፍቅሪ ምእማን ጽድቂ እንድዩ…
ናይ ህወት ኢንበርስቲ ዩ ንዓይ። ገጣሚ ጸሃይ መሓሪ (ተመርዖ) ቅሳንት ኣብራሃም። ኣብ ሰነጽሑፍ ብፍላይ ኣብ ግጥሚ ብቀረባ ካብ ዝጸልዉኒ ኤረትራዉያን ጸሓፍቲ ሓደ…
ናይ ፍቅሪ ዓለም መንፈስ ሰላም ናይ ዉሽጠይ ዓለም ብዓይኒ ዘይርአ ፥ ብልቢ ዝብጻሕ ኣብኡ የ ዝነብር ኣብ ሎሚ ንጽባሕ። ግን ዘይኮነስ ከመይ ‘ዩ…
ሓይለይ ጽላለይ ጸግዒ ዉሽጠይ ነባሪት ኣብ ልበይ ዘየላ ሎሚ ምሳይ ስደት ዝመንጠለኒ ጽሓይ። ጽሙዋ ሕሱም ተባላዒ ይገርፈኒ ሎ ይቀትለኒ ንድሕሪት ይመልሰኒ የዳፋንቀኒ ሎ…
ሰብ ልክዕ ከም ዕንባባ ጠሚተን ይዕንተይ ዘይርብርባ ዋሃቢት ጽቡቅ ስሚዕት ናይ ዝተጎድአ መንፈስ መድሃኒት፣ ከም ናይ ንግሆ ጽሓይ ፍሽክትኣ ተፈታዊ ሰማይ ልባ ጽሩይ…
ክከዳ እየ ክትመጸኒ። ክቀርባ የ ክትቐርብኒ። ኣነ ካብ ዓዲ ሰላም ንሳ ካብ ዓድና ጸላም ክንራከብ ኢና ኣብ ሞንጎ ኣጋይሽ ኢና ኣብቲ ንራከቦ።…
ጛሻ የ ነዚ ሂወት ክም ህጻን ንዓለም ንናብራ ስደት ጋሻ የ ኒቓንቓ፣ ዕላል ዝደሊ ዘረባ ጋሻ የ ኒኩሉ ፣ ሰደት ይምረጽ ማዓስ ኮይኑ ኣብ…
ንኽነብር ግዜ ንትማል ዘይትጥምት ዓይኑ ተኺሉ ንጽባሕ ዘቛምት። ምህላው ‘ዩ መልሲ ሕቶ ዓለም በብተውህቦኻ ‘ዩ ዐዕማምካ ዝዕመም። ንኺድ ልበይ! ውነካ ኣልዕል እንታይ ኣሎ ኣብ…
ድሕሪ ዕራርቦ ጸላም ምስ ነገሰ ድምጺ ምስ ቀነሰ ኩሉ ምስ ደቀሰ ነዲቀኪ፣ ኣብቲ ናተይ ዓለም ፍቅሪ ሰረት ጌረ ብዝፈረየ ብዝደቀቀ ብዝቀረበ ብዝራሓቀ በቲ…
ጸሓየይ ኣይሰከፊ ብምንብዐይ ሓጎስ እንዳሉ ሓጎስ ዉሽጠይ ብዝርንዝሕ ንብዓት ብጀለምታ እግለጽ ዩ ጥርዚ ስሚዕት ባህታ። ስለዚ … ዝሓለፈ ኩሉ ተራኢኒ ኣብ ዓይነይ ጻማ…
ስዒርክኒ ክንደይ ጠሚተ የ ኣብ ዓይነይ ዝዓልባ ከም በለጭታ በርቂ ብ ማሕታ ዝወጋኣ ግና ከይ ጸንሓ ብ ደበና ልበይ ይግታኣ. ናትኪ ጊን ፍሉይ…
ፍቅሪ ይዓቢ እንኮለና ሓደ ልብና ዝቃዶ ልበይን ልብክን ሓዊ ናተኣጎዶ ጸረ ፍቅርና ስሚዕትና ዝዓግት ሃይማኖት ገዲፍና ኣብ ፍቅሪ ዘይንሰግድ ግደፍዮ ኣይትጨነቅሉ…
ወቅቲ ፍቅሪ ከም ቀደሙ የለን እዚ ጎደና ፍቅሪ ብርሃኑ ድብዛዝ ኣይጸላም ኣይቀትሪ። ኣቤት ትርእቱ ከፍርሓካ መንፈስካ ኣቁሪሩ ትብዓት ዘሕድገካ። እእእእምምም ከምኡ ኻ ዘይነበረ…