ግዜ
byናተይ ተፈተዉቲ ይዕሩክ ምፍልላይ ከቢድ ዩ ምርሕሓቅ መመንገድካ ምሓዝ ግዜ ዩ ህላወ ዝተፈላለየ ትዋስኦ ግዜ ስእሊ ዩ ሓበረታ ዝመልኦ ግዜ ክሉ ዩ፥ ንሂወት ዝቅልሶ…
ናተይ ተፈተዉቲ ይዕሩክ ምፍልላይ ከቢድ ዩ ምርሕሓቅ መመንገድካ ምሓዝ ግዜ ዩ ህላወ ዝተፈላለየ ትዋስኦ ግዜ ስእሊ ዩ ሓበረታ ዝመልኦ ግዜ ክሉ ዩ፥ ንሂወት ዝቅልሶ…
ማርያም ትመላልካ ኢሉ ምስ መጸኒ ኣይተማታኩን ሂበዮ ካብታ ዘላትኒ ባዓል ማዓልቲ ኮይነ ክህብ ብምካለይ ነብሰይ ተሓጉሳ ዓጊቡ ሕልናይ። ቕሳንት ኣብራሃም …
ንዓክን ንጸሓይን መን ክን ክም ክን ተምዉቅ? ናይ መን ብርሃን ይደምቅ? ንምርግጋጽ….. ሓቲተያ ንነብሰይ መልሲ ክትረክለይ ጽሓይ እታ ንግስቲ ሰማይ ሓይሊ ብርሃና…
ደብዳበ ልቢ። ኣብ ዚ ሓዊ ፍቅሪ ኣይብለክን ኢየ፥ ተቓጸሊ ምሳይ ምርጫኪ ይኩን ምርጫይ ኢለ ንኽጥዕመኒ ንዓይ። ግን ከኣ ይትምነ ክትኮንኒ፥ መሳጉምቲ እግሪ መማቕልቲ ናብራ መባልዕቲ…
ሓላዊ ሓቂ ማዕተቡ ፍትሒ ወተሃደር ፍቅሪ! ሓሶት ሱር ዘይብላ ጨናፍር ኣብቂላ ግርህናና በበሊዓ ኣብ ትሰብሓሉ ዘላ። ወተሃደር ፍቅሪ ሕልና ቅናቱ ናብ ትማሊ ገይሹ ጽባሕ…