ኣብ ገምምገም ት ቀላይ
byባህታ ዝፈጥር ንፋስ ፍሽ ፍሽ ክብል ምስ ማይ ክገማጠል ኣነ ኣብ ቲ ገምገም ኮይነ ኣብ ድምጺ ዘይብሉ ዕላል ካብ ዝክሪ ናብ ዝክሪ…
ባህታ ዝፈጥር ንፋስ ፍሽ ፍሽ ክብል ምስ ማይ ክገማጠል ኣነ ኣብ ቲ ገምገም ኮይነ ኣብ ድምጺ ዘይብሉ ዕላል ካብ ዝክሪ ናብ ዝክሪ…
ዝክሪ በጻሒ ልቢ ድሮ ሰለስተ ዓመት ኮይኑ ካብ ስድራይ ካብቲ ሙዉቅ መኣዲ ካብ ዝፍለ። ዝክርታት ንድሕሪት ና መለሱ ቃንዛ ክገብርልይ ይፍልጠኒ ።መቀረት ስድራ ብዝያዳ…