Aktuell, Ausgabe Nr. 13, Ausgaben, Gedichte / Poesie, Kultur, Themen ሰብ by Kesanet Abraham ሰብ ልክዕ ከም ዕንባባ ጠሚተን ይዕንተይ ዘይርብርባ ዋሃቢት ጽቡቅ ስሚዕት ናይ ዝተጎድአ መንፈስ መድሃኒት፣ ከም ናይ ንግሆ ጽሓይ ፍሽክትኣ ተፈታዊ ሰማይ ልባ ጽሩይ…