Aktuell, Ausgabe 1+2/2021, Gedichte / Poesie, Kultur, Uncategorized @ti ደብዳበ ልቢ። by Kesanet Abraham ደብዳበ ልቢ። ኣብ ዚ ሓዊ ፍቅሪ ኣይብለክን ኢየ፥ ተቓጸሊ ምሳይ ምርጫኪ ይኩን ምርጫይ ኢለ ንኽጥዕመኒ ንዓይ። ግን ከኣ ይትምነ ክትኮንኒ፥ መሳጉምቲ እግሪ መማቕልቲ ናብራ መባልዕቲ…