Ausgaben, Bildung, Gedichte / Poesie, Kultur, Themen ናይ ፍቅሪ ዓለም by Kesanet Abraham ናይ ፍቅሪ ዓለም መንፈስ ሰላም ናይ ዉሽጠይ ዓለም ብዓይኒ ዘይርአ ፥ ብልቢ ዝብጻሕ ኣብኡ የ ዝነብር ኣብ ሎሚ ንጽባሕ። ግን ዘይኮነስ ከመይ ‘ዩ…